ሚኒስተር ሌና ሃለንግረ መንሽሮ ጡብ ከምዝሓመመት ኣፍሊጣ

2:24 min
  • ሚኒስተር ማሕበራዊ ጉድያት፡ ሌና ሃለንግረን፡ መንሽሮ ጡብ ሓሚማ፡ ቅድሚ ወርሒ መጥባሕቲ ከምዝግበረት፡ ዝሓልፈ ቐዳም፡ 10 ሚያዝያ፡ ንተቨ-4 ኣብ ዝሃበቶ ቃል መጠይቕ ኣፍሊጣ፡፡ 
  • እታ ምኒስተር፡ ኪሞ ተራፒ ወይ ዓቐነ-ከሚካዊ-ፍወሳ ኣብ ቐረባ እዋን ክትወስድ ትቐራረብ ከም ዘላ፡ ብተወሳኺ ሓቢራ፡፡
  • ሌና ሃለንግረን፡ እቲ ፍወሳ ቅድሚ ምውሃቡ፡ ክታበት ኮሮና ክትወስድ ዝሓለፈ ሰሙን ተሓቲታ፡ ከምዝኣበየት እውን ተፈሊጡ’ሎ፡፡