ፖለቲካ

ሳቡኒ ተዓዊታ፡ ሓያል ስራሕ ዳግመ ምውዳብ ይጽበያ

1:46 min
  • ሰልፊ ሊበራል ኣብ 2022 ዝካየድ ሓፈሻዊ ምርጫታት ንመናብር ባይቶ ሽወደንን ከምኡ እውን ዞባታትን ዝምልከት ብመራሕቱ ዝቐረበሉ ኣካታዒ ውጥናት ንምውሳን ትማሊ 28 መጋቢት ብመንገዲ ዲጂታል ወሳኒ ምርጫ ኣካይዶም።
  • ብመሰረት ዝተኻየደ ምርጫ እቲ ብወገን መራሒት እቲ ሰልፊ ኒያማኮ ሳቡኒ ዝቐረበ እማመ 59 -31 ድምጺ ተዓዊቱ።
  • ንመጻኢ ምስ ሰልፊ  ስቫርየ ደሞክራተርና ካልኦትን ሓቢሮም ነቲ ካብ 2022 ክሳብ 2026 ንመጻኢ ዝቐርብ ባጀት ዝምልከት ክሰርሑ ተኽእሎታት ኣለዎም።