ግጥም ኩዑሶ እግሪ

ሽወደን 3 ኮሶቮ 0

1:00 min
  • ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን፡ ኣብ’ቲ ትማል ሰንበት ምሸት 28 መጋቢት፡ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ኮሶቮ፡ ኣብ ዋና ኸተማ ኮሶቮ፡ ፕሪስቲና፡ ዘካየደቶ ግጥም መጻረይ ንዋንጫ ዓለም፡ ብገፊሕ ተዓዊታ፡፡
  • ኣብ'ቲ 3 ብ 0 ዝተዛዘመ ጸወታ፡ ሉድቪግ፡ ኣሌክሳንደርን ሰባስትያንን ኮዓሳሱ ምስ ሰኪዐት ጸንቢሮም፡፡ 
  • እታ ዝቕጽል መጻረይ ዋንጫ ዓለም ግጥማ ኣብ መስከረም 02 ምስ ሃገራዊት ጋንታ ስፐይን እተካይድ ሃገራዊ ጋንታ ሽወደን፡ ትማል ምሸት ብተዛማዲ ዝነኣድ ጸወታን ምውህሃድን እያ ኣርእያ፡፡