ፖለቲካ

ትሮንቮል፡ ማዕቀብ ይኹን ናይ ሰላሕታ ዲፕሎማሲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ሓይሊ የብሉን

6:33 min
  •  22 መጋቢት ሕብረት ኤውሮጳ ፡ኤርትራ ንእትርከበን ሹዱሽተ ሃገራት ማለት ቺና፡ሩስያ፡ ሰሜን ኮርያ፡ሊብያ፡ ዲሞክራቲክ ሪፖብሊክ ኮንጎ ኣብ ልዕሊ ጸለውቲ ዝበሎም ላዕለዎት ሓለፍቲ  ማዕቀብ ኣንቢሩ።
  • ሰላሕታዊ ዲፕሎማሲ ኣብ ቀዳሞት ዓመታት ናይቲ ጉዳይ ዝተጀመረሉ ፍትሓውነት ክህልዎ ይኽእል። ድሐር ግና ትርጉም የብሉን። እዚ ቅድሚ 15 ዓመታት ሓሊፍዋ እዩ ንመንግስቲ ሽወደን።
  • መንግስቲ ሽወደን ብመንገዲ ዓለም ለኸ ምትሕግጋዝ ሽወደን (ሲዳ) ጌሩ ንዩኒሰፍን ዩ.ኤን.ኤች.ሲ.ኣር ኣቢሉ ነቶም ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ስደተኛታት ዝውዕል 176 ሚልዮን ክሮና ለጊሱ።