እዋናዊ ጸብጻብ ኮሮና

ኣንደሽ ተግኔል፡ ክታበት ኣወንታዊ ውጽኢት ይህብ

1:28 min
  • ብመሰረት ሎሚ ሓሙስ 08 ሚያዝያ ዝነበረ ጋዜጣዊ መግለጺ በዓል መዚ ህዝባዊ ጥዕና ለበዳ ኮሮና ኣብዘን ዝሓለፋ ዕስራ ኣርባዕተን ሰዓታት ህይወት 17 ሰባት ኣሕሊፉ።
  • ብካልእ ሸነኽ ሽወደን 1 307 614 ሰባት ብውሕዱ ቀዳማይ ዶስ ክታበት ወሲዶም ኣለው።
  • ልዕሊ 80 ዝዕድሚኦም ሰባት ዳርጋ 80 ሚእታዊት ቀዳማይ ዶስ ክታበት ወሲዶም ኣለው። "ደሓን ውጽኢት ዘለዎ መስርሕ ክታበት ኣሎና።" ክብል ኣንደሽ ተግኔል ሎሚ ተዛሪቡ።