ታክሲ

ዮቶቦርይ - 'ኣልኮል-ሎስ' ይዕክስ፣ ኣማኢት ታኽስታት ኣብ ዘለውኦ ይዕነዳ

4:26 min
  • ኣብ ሃገራት ሰሜን፡ ኖርደን፡ ብ'ኣልኮል-ሎስ' ዝትንስኣ ኣማኢት መኻይን፡ ነቲ መንፍሒ ዘመሓድር፡ ትካል ድግኒታ፡ ናይ መንፍሒ ኣልክሆል ወይ 'ኣልኮል-ሎስ' ዲጂታላዊ ማእከላይ መቖጻጸሪ፡ ብልሽት ስለ ዘጋጠሞ፡ ካብ ሎሚ ወጋሕታ ኣትሒዘን ክንቀሳቐሳ ኣይከኣላን፡፡
  • ላዕለዋይ ኣመሓዳሪ ትካል ድግኒታ፡ ኣንደሽ ኤሪክሶን፡ እቲ ጠንቂ ናይ ሳይበር መጥቃዕቲ ክኸውን ከምዝኽእል ኣሚቱ ኣሎ፡፡
  • ኣብ ዮቶቦርይ፡ ታኽሲስታታት፡ መልእኽቲ ክሳብ ዝመጽኦም ክጽበዩ ጥራይ ከምዝተሓበሮም፡ ገሊጾም ኣለው፡፡

Jenny Hellström, Ekot
jenny.hellstrom@sverigesradio.se

Petra Levinson, Ekot
petra.levinson@sverigesradio.se

tigrinya@sverigesradio.se