ወቐሳ ኣብ ልዕሊ ህዝባዊ ሓለዋ ጥዕና በዓል-መዚ

1:39 min

ንተላባዒ ሕማም ኮሮና ንምክልኻል ተባሂሉ ብህዝባዊ ሓለዋ ጥዕና በዓል-መዚ ክወሃብ ዝጸንሐ ምኽሪ ነቶም ኣብቲ ትሑት ማሕበረ-ቁጠባዊ ትሕዝቶ ዘለዎ ከባቢታት ዝነብሩ ሰባት ብዝሳማማዕ ኣገባብ ኣይነበረን። እዚ ኽኣ እቶም ኣብ ዓበይቲ ከተማታት፡  ኣብ ናይ ጥዕናን ምእላይ ሕሙማትን ዝሰርሑ ሰራሕተኛታት ዝበልዎ እዩ።