ራድዮ P1፡ ቃለ-መሕትት ምስ ግዝያዊ መራሒ ሰልፊ ሰንተር

1:38 min

ሽወደን ናይ ኮሮና ስትራተጂኣ ዝያዳ ከተማሓይሽ ኣለዋ፡ ክብል ናይ ሰልፊ ሰንተር ግዝያዊ መራሒ ኣንደሽ ዩንሶን ሎሚ ንጉሆ 3 ሓምለ 2020 ምስ ራድዮ P1 ኣብ ዝገበሮ ቃለ-መሕትት ገሊጹ።