ዞባ ስቶክሆልም ፋይናንሳዊ ደገፍ የደስክል

1:29 min

ለበዳ ኮርና ዘስዓቦ ቁጠባዊ ቅልውላው ዞባ ስቶክሆልም ንካልኦት ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሽወደን ዝርከባ ድኻታት  ምምሕዳራት ዝገብሮ ዝነበረ ፋይናንሳዊ ውጽኢት ክድስክል ወሲኑ።