መጠን ሞት ግዳያት ኮቪድ-19 ኣብ ክፍሊ ህጹጽ ረድኤት ብብዝሒ ይጎድል

1:12 min

ኣብዘን ዝሓለፋ 30 መዓልታት መጠን ሞት ናይቶም ብሰንኪ ኮቪድ 19 ኣብ ክፍሊ ህጹጽ ሕክምናዊ ረድኤት ደቂሶም ዝነበሩ ሕሙማት ብብዝሒ ምንካዩ ዜና ተለቪዥን ሽወደን የመልክት ።

እዚ ምዕባለ ተስፋ ዝህብን ዘዕግብን እዩ።ኮይኑ ግና ተወሳኺ ዓሙቕ ትንተና ዘድልዮ ምዃኑ ብዮርን ፐርሾን ላዕለዋይ ሓላፊ ክፍሊ ህጹጽ ሕክምና ካሮሊንስካ ይገልጽ።

ዮሃንስ ዘርኡ ራድዮ ሽወደን ትግርኛ