
Foto: Magnus Andersson/TT
ቁጽሪ ናይ ብኮቪድ-19 ዝልከፉ ሰባት ይንኪ
ሎሚ መዓልቲ 8 ሓምለ 2020 ብህዝባዊ ሓለዋ ጥዕና ብዓል-መዚ ዝተዋህበ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ኣብ ሽወደን ብሰንኪ ሕማም ኮሮና ቫይረስ 18 ሰባት ከም ዝሞቱ ተረጋጊጹ። ብሓፈሻ ድማ ኣብ ሽወደን እቲ መጠነ-ሞት 5500 በጺሑ ከምዘሎ ናይ ህዝባዋ ሓለዋ ጥዕና በዓል-መዚ ስታትስቲክ የርኢ።