ጸብጻብ ኮቪድ-19 ናይ ክልተ ሃገራት ክነጻጸር ከሎ

1:34 min

ናይ ሎሚ መዓልቲ 13 ሓምለ 2020 ጸብጻባት ሰብ መዚ ጥዕና ከም ዘመልክቶ 10 ሰባት ብ ሰንኪ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ሞይቶም ኣለው።

ኖርወይ ሓፈሻዊ ኣስታት 252 ሰባት ብሰንኪ ኮቪድ-19 ክሞትዋ ከለው ኣስታት 8981 ሰባት በቲ ቫይረስ ተለኺፎም ።