arbetslöshet

ዓሳ ኣብ ማይ ዘለዎ ኬድካ እምበር ኣብ ሳሃራ ኣይትገፎን ኢኻ

5:44 min

ለበዳ ኮሮና ልዑል ሽቕለት ኣልቦነት ኣስዒቡ ኣሎ።ኣስታት 466 ሽሕ ሰብ ስእነት ስራሕ ኣጋጢምዎ ይርከብ። ካብዚኦም 13.2 ሚእታዊት ትሕቲ 25 ዓመት መንእሰያት እዮም።ኣብዚ ስእነት ስራሕ በዚሕሉ ዘሎ እዋን ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።