ኣቶ ረዘነ ተስፋጽዮን - ወግዒ ምኽፋት ባይቶ ሽወደን ዓቢ ትርጉም ኣለዎ

7:45 min

ባይቶ ሽወደን ንናይ 2020/21 ዓመታዊ ስራሕ፡ ትማል 08 መስከረም ብወግዒ ተኸፊቱ፡፡ ብዛዕባ እቲ መስከረም ዓመት ዓመት ዝግበር ጽምብል ምኽፋት ዓመተ ስራሕ ባይቶ፡ ን ኣብ 2002-2006 ኣባል ባይቶ ዝነበረ፡ ኣቶ ረዘነ ኣዘራሪብናዮ ኣለና፡፡