ብሰንኪ ገያሾ ዝርጋሐ ለበዳ ኮሮና ከይውስኽ መጠንቐቕታ ተዋሂቡ

1:55 min

ዝርጋሐ ለበዳ ኮሮና ኣብ ሽወደን ኣብ ዘተኣማምን ትሑት ደረጃ መጠነ ሞት ወሪዱ። ሎሚ ዝወጸ ጸብጻብ ከም ዘመልክቶ ሓደ ሰብ ጥራይ ብምኽንያት ኮቪድ-19 ህይወቱ ሓሊፋ። ክሳብ ሎሚ 5843 በቲ ቫይረስ ሞይቶም። ከምኡ ውን 86 194 በቲ ቫይረስ ተለኺፎም ኣለው።