Nyheter från Radio Sweden Tigrinya - ራድዮ ሽወደን ትግርኛ
- ባጀትእቲ ባጀት፡ ምጉዳል ግብሪ ኣታውን ተወሳኺ ገንዘብ ንምኽባር ሕግን ፍትሕን ምክልኻልን ዝሓቖፈ’ዩ
- ግጭት ኣብ ፌስቲቫል ኤርትራ'ኣብ'ዚ ሕጂ እቲ ቁጠባዊ ዕንወት ብዘይመጠን ልዑል ሙዃኑ ጥራይ እየ ክነግር ዝኽእል'
- እማመ ባጀትእዚ ኣብ'ቲ መንግስቲ ሎሚ ዘቕረቦ እማመ ባጀት እዩ ቀሪቡ
- ኖርሾፒንእዚ ድሕሪ እቲ ኣብ ኖርሾፒንግ ዘጋጠመ ማዕበላዊ ዓመጽ እዩ ዝኸውን ዘሎ
- ሓበሬታ ንፖሊስኣብ ምሕባር ንፖሊስ ሓላፍነት መንግስታውያን ትካላትን ውልቀ-ሰባትን እናዓዘዘ ይመጽእ
- ሪፖርታዥ ኡፕሳላ'መንእሰይ ሞጎስ ብስርሑ ምስጉን፡ ብሰብ ፍትው ኔሩ' - ብዙሓት ዘዘራረብናዮም።
- ገበንን ሕግንእዚ ምስ'ቲ ኣብ ከባቢ ስቶክሆልም ዝተፈጸመ ዓቢ ምህጋር ዕጸ-ፋርስ ብዝተኣሳሰር'ዩ